ENCDC ናይ በዓል ሰላምታ 2024
መልእኽቲ ዮሃና ኤሃባዲለብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ፊጥር
ሃፈሻዊ ኣኸባ ኣባላት ተገዱሎ ሓረነት አሪትረ ኣብ ጀርመን
ሓላፊ በትጺሕፈት ዲብልፕማሲያዊን ጉዳያት ወጻኢን ተጋደሎ ሓረነት አሪትረ ንዝቦታት አሮፕን ሰመን ኣመሪካን ድርታዲኦስ ተስፉ ነሀሉው ከነታት ሃገርናን ሂዝብናን ወድብናን ኣምለኪቱ ሚስ ኣባላት ተጋደሎ ሓርነት አሪትራ
መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ብኣጋጣሚ መበል 32 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ
ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ፣ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት፣ ሃገርና ኤርትራ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ነጻ ዝወጸትሉ ዝኽሪ መበል 32 ዓመት እነብዕለሉ ኣጋጣሚ ኢዩ። እዚ ነጻነት’ዚ ብሳላ’ቲ ንኣስታት
ንኹነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን ብዝምልከት ናብ ፕረስን መራኸቢ ብዙሃንን ዝተላእከ መልእኽቲ
ዓለም ኣብ ሱዳን ብሰንኪ እቲ ካብ መፋርቕ ወርሒ ሚያዝያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሱዳን ብዜጋታትን ነበርቲ ካልኦት ማሕበረሰባትን ዝወረደ ስቓይን ዘጋጠመ ዘይዕድለኛ ፍጻመታት ተኸታቲላ’ያ።ኣብዚ
ኣብ ካርቱም ካብ ሲኦል ኲናት ዝሃድሙ ኤርትራውያን ስቓይ እናገደደ ይኸይድ ስለዘሎ፡ ክፍሊ ወጻኢ ዝምድናታት ንማሕበረሰብ ዓለም መደረ ይህብ ኣሎ።
ኣባል ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢን ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዶክተር ታደውስ ተስፉ፡ ነቶም በቲ ኣብ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ዝተሃስዩ ኤርትራውያን ንምሕጋዝ፡ ናብ ነፍሲ ወከፍ
ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ነቲ ኣብ መንጎ ተጻባእቲ ኣካላት ኢትዮጵያ<br>ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ብሓጎስ ተቐቢልዎ።
ኣፍደገ ባሕሪ ጥንታዊ ሕልሚ መራሕቲ ኢትዮጵያ ሙኻኑ ፍሉጥ ኮይኑ፡
ሓተታ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቅድሚ ፓርላማ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኢትዮጵያ ይንዋሕ ይሕጽር ኣፋፈት ባሕሪ ክህልዋ ሙኻኑ ምግላጽ ናይ ቀይሕ ባሕሪ ሕልሚ ሙኻኑ ንጹር እዩ።
ዲሞኩራስያዊ ጥርናፈ ምእክልነት
ኣብ ዝኾነ ይዝኩን ምሕደራ ምሕደራ ኣብ መንግስቲ ይኹን ኣብ ኣብ ፕሎቲካዊ ምንቕስቓስ ይዝኹን ኣብ ማሕበር ኮሞኒቲ ናቱ ዝግልገለሉ ግዝኣተ ሕጊ ክህልዎ ግዲታኢዩ ደቂ ሰባት ሓደ
ብማዕዶ ንተቓወምቲ ምሕማይ የብቕዕ
ብማዕዶ ንተቓወምቲ ምሕማይ የብቕዕ ሕሱም ኣጀንዳ ህግደፍ ተስይሩ ክነቅዕ ክሳብ ምዓስ ኢዩ ተቓውምቲ – ደገፍቲ ኤርትራና ካብ ቤት ትምህርቲ ዝበዝሕ ማእሰቲ
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብህዝባውንታ ትልለ ውድብ
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብህዝባውንታ ትልለ ውድብያ ናይ ምዕዳልን ምድልዳልን መርየት ዘታኣታተወት ውድብ ኢያ ነይራ እቲ ሓቂ እዝዩ ዓለቕቲ ኮሎ ጹሩይ ማይ ነይስተ ከም ዝብሃል ሕቡእ
ደምዳሚ አዋጅ ሳልሳይ ስሩዑ አኽባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፍት።
ኣብ ውሽጣውን ዞባውን ትራኽቡሉ ዝሎ ሐዲሽ መድረኸ ፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፍት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሳልሳይ ስሩዑ አኸቡኡ ካብ ዕለት 29/12/2020 ክሳብ 10/01/2021 ኣካይዱ።