ምድብ
ምስኡ እተተሓሓዘ ዜና

ጫንፈር ተሓ ኤ ኣብ ሰምየን ኣመሪካ ቀዳማይ ኣኼቡኦ የካይድ።

ኣባላት ተሓኤ ኣብ ሰምየን ኣመሪካ ንዳግማይ ትንሳኤ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ሑቡራት ሃገራት ኣመሪካ ነብሶም ሰሪዖም ጫንፈር ኣቚሞም ቀዳማይ ኣኼቡኦም ኣብ May 10 -2020 ብ teleconference ኣካይዶም።
እብዚ ቦኽሪ ኣኼቦኦም እዚ ንውጽኢት 10ይ ጉባኤ ተሓኤ ንውሳኔታቱን ንውጺቱን መሪሕነትን ሞጊሶም። ኣብ ኣኼቦኦም ካብኦም ዝጥለብ ንውድቦም ንምድንፋ ግቦኦም ከማሉኡ ውሲኖም።
ከሙኡ ድማ ኣኼባ ኣብ 2 ሰሙን ሱሩዕ ኣኼባ ክገብሩ ወሲኖም። ኣብ 2 ሰሙን ኣኼባታት ክቕጽል ዝወሰኑሉ ምኽንያት ድማ ናይ ዝተንቃሳቐስዎ ስራሕ ናይ ኣባልነት ስርርዕ ምስፍሕፋሕ መምዘንን መዕቀንን ናይ ጸብጻባት መታሓሳሰቢ ናይ check and balances ነውሰከፍ ኣባል ንጥፈታት ክሕግዝ ምእንቲ ኢዩ።
ኣብ መደምደምታ ኣኼባኦም ዘሕለፍዎ ለበዋ ውድብና ምስ ከማና ዛኣምሰሉ ዕልመናውያን ውድባት ካዕበታዊ ርክባት ጌርና ናይ ሓድነት መሪሕ ታራ ክጻወት ተላብዩ ኣኼቡኡ ዛዚሙ።
ዓወት ንመስርሕ ተሓኤ
ሞትን ዕንወትን ንስርዓት ህግደፍ
ካብ ጨንፈር ኣባላት ተሓኤ ሰምየን ኣመሪካ

Share on facebook
Share on twitter
Share on pinterest

ንኻልኦት ኣካፍሎም