ምድብ
ምስኡ እተተሓሓዘ ዜና

ብሞት ገዲም ተጋዳላይ ናይ ሱሳታት ሓርበኛ ከራር መሓመድ ህዳድ ምስ ሰማዕና ሰንቢድናን ሓዚናን ንዝተቕለሰላ ሃገሩ ከምቲ ዝተቃለሰላ ጽቡቕ ህዝቡን ሃገሩን ከይራኣየ ካብዛ ንኹሶዖይ ንነብረላ ዘለና ዓለም ብሞት ክፍለየና ኮሎ ድርብ ሓዘን ይስማዓና፡ ንሞት ብጻይና ገዲም ተቓላሳይ ሓሰን ከራር ምሓመድ ህዳድ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣላህ የርሕሞ እና በልና ንኹሎም ስድራ ቤቱን ኩሎም መቕርቡን መቓልስቱን የዕርኽቱን ጽንዓት ይሃብኩም ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ምዃና በዚ ኣጋጣሚ ክንገልጽ ንፈቱ።
ካብ፡ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሰምየን ኣመሪካን ከነዳን

Share on facebook
Share on twitter
Share on pinterest

ንኻልኦት ኣካፍሎም