ደምዳሚ አዋጅ ሳልሳይ ስሩዑ አኽባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፍት።

ኣብ ውሽጣውን ዞባውን ትራኽቡሉ ዝሎ ሐዲሽ መድረኸ ፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፍት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሳልሳይ ስሩዑ አኸቡኡ ካብ ዕለት 29/12/2020 ክሳብ 10/01/2021 ኣካይዱ።
ደምዳሚ አዋጅ ሳልሳይ ስሩዑ አኽባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፍት።

ውሽጥን እትሪከብ ሩሑስ ብዓል ልደተ ክርስቶስ ይግበረልና ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ 2021ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት እግበረና : ዓመተ ለውጢ ዓመተ መቐይሮ : ህዝብና ካብ ኩሉ ማኣዝናት ፋሕፋሕ