መግለጺ ሓዘን ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብሞት እንፈትዎን ነፍቕሮን ሓርበኛ ተቕላሳይ ኣቶ ፍቕተማርያም ወልደምካኤል ብብጾትካ ተዓጅብካ ከም ሓርበኛ ክትፋኖ ይግብእ ነይሩ ግን ኣይተኻእለን ብምኽንያት Covid-19 ኣዝና እና ተሰማዓና እግዚኣቢሄ ኢዱ ኣንጺፉ ይቀበልካ ንኹሎም ስድራቤቱን ቤተ ሰቡን መቕሩቡን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም እናበልና ናይ ሓዘንኩም ተኻፋልቲ ምዃና ንገልጽ።
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
ጨንፈር ሰምየን ኣመሪካ።