ሃፈሻዊ ኣኸባ ኣባላት ተገዱሎ ሓረነት አሪትረ ኣብ ጀርመን

ሓላፊ በትጺሕፈት ዲብልፕማሲያዊን ጉዳያት ወጻኢን ተጋደሎ ሓረነት አሪትረ ንዝቦታት አሮፕን ሰመን ኣመሪካን ድርታዲኦስ ተስፉ ነሀሉው ከነታት ሃገርናን ሂዝብናን ወድብናን ኣምለኪቱ ሚስ ኣባላት ተጋደሎ ሓርነት አሪትራ ጭንፈር ጀርመን ሰፈሒ ኣኽባ ኣካይዱ። ድሕሪ ኑኹሉ ነጥቢታት ህልው ፕለቲካዊ ጉዕዞን ኩነታተን ቓልሲና ምስ ኣባላትና ሚምይጣን ብግቡኡ ምግምጋሙን፣ ኣብ ዝቀርበ አዋን ዓቢ ሂዝባዊ እኸባ ኣብ ፍራንክፎርት ጀርመን ንኽካይዱ ተሰማምዖም ከምዘልዉ ንሕብር። ኢዚ ተመድቡ ዘሎ ስፍሕ ህዝባዊ እኸብ ኣብ ቕረብ አዋን ብምስኖ ሶሻል መዲኣን ኣብ ኣብ ጋዘጣና ኣዳል-61 ክን ሕብች ሙኻና ነስመር። ተጋደሎ ሓርነት አርትራዓወት ነህዝባዊ ዲሞክራስያዊ ቓልሲ

ንኻልኦት ኣካፍሎም